WARSAY
Eritrean Youth and Student Association of Warsay e.V. in Frankfurt Germany

Main Menu

  • Home
  • About us
  • Events
  • Guestbook
  • News
  • Photo-gallery
  • Forum
  • Links
  • Eri-TV
  • Nachrichten
Terms and conditions

RSS Feeds

feed-image Feed Entries

Home

 Welcome to Eritrean Youth and Student association of Warsay e.V. in Frankfurt Germany 

Willkommen auf der Webseite des Vereines des eritreischen Jugendlichen Warsay e.V. in Frankfurt am Main und Umgebung. Mit besondere Zuneigung und Solidaritaet, als Verein der eritreischen Jugendlichen in Deutschland, heissen wir Sie Willkommen auf unserer  Internetseite.

 



 

መርበ ሓበሬታ ዋርሳይ ንነዊሕ ጌዜ ዳርጋ ከምቲ ዝድለ ኣገልግሎትን ሓበሬታን ክትህብ ሰለ ዘይጸንሐት ይቕረታ ኣንዳሓተትና ሕጂ ግን ብሓድሽ ኣገባብን ዘተፈላልዩ ገጸት ንዘተ፣ ዜና ፣ ካልኦት ንሓጸርቲ መለኽቲ ከገልግሉን ክጠቅሙን ዝኸእሉ ገጻት ሒዛ ስራሕ ጀምራ ሰለ ዘላ በጸሕቲ መርበብ ሓበሬታ ዋርሳይ ከምዚ ኣብ የማንን ጸጋምን ናይዚ ጽሑፍ ካብ ላዓሊ ንታሕቲ ቀዳምይ ገጸ ናይ መርበ ሓበሬታ ዋርሳይ ምኻኑ አዩ ( Home ) ዘለዎ ገጻት ከከም ዝንባሌኹም ሓበሬታ ምሃብን ምልውዋጥን ምዝታይ ከምትኽኣሉ ፣ ሰፊሕ ክቃላሓልኩም ትደልዎ ንረብሓን ምጥርናፍ መንእሰያትን ሓድነት ህዝብን ዘገልጉሉን ዝሕግዙን ጽሑፋት ክትልኹ ከምትኸእሉ ፣ ኮይና ተዋድዳ ኣላ አሞ ሃየ ጆባ ንብል ።

 አዛ መርበብ ሓበሬታ ዋንነታ ናይ ማሕበር መንእሰያትን ተማሃሮን ዋርሳይ ፍራንኮርት ሰለ ዝኾነ ተሳትፎኹም ንምሞዕባል ጥርናፈ መንእሰያት ሰለ ዝሕግዝ ጽሑፋትኮም ሃነጽትን ሓገዝት ክኾኑ አዳተላበና ብቐጥታ ክትራከብና ምስ አትደልዮ ንራኸበሉ ዕለትን ሰዓት ኣብዚ ናይዚ መርበብ ሓበሬታ ቀዳማይ ገይ ኣብ ላዕሊ በየማን ተጻሕፉ ሰለ ዘሎ ክትራኸቡና ምሳና ክትእከቡን ከምትኽሉ ንኹሉ ሃገራዊ መንእሰይ ማዕጾና ክፉት ምኻኑ በዚ ኣጋጣሚ ንሕብር።

ዘለኣለማዊ ክብርን ዝኽርን ንስውኣትና

 

ዓወት ንሓፋሽ 

ዋርሳይ 

Tarik Menesayat_________

 

 

ብይን 1907 : 2023 ናብ ቀርን  ኣፍሪቃ ዘነጸረ   ዕንደራ                  ሓዳስ ኤርትራ 04 የካቲት 2012

 

ብልምዲ ኤርትራ ንስለ ግሎባዊ ስትራተጂ ረብሓ ኣመሪካ ብኢትዮጵያ ዝተላሕቀትሉ ኩነት “መግዛእቲ ኢትዮጵያ”

እናበልና ንጽውዖ ኢና፣ እንተኾነ እቲ ሓቂ መግዛእቲ 40 ዓመታት ኣብ ልዕሊ ኤርትራ፡ መግዛእቲ ኣመሪካ ብውክልና ኢትዮጵያ እዩ ነይሩ፣

 

ክንዲ ዝኾነ ደጊም ልክዕ መጸውዒኡ መግዛእቲ ኣመሪካ ብውክልና ኢዩ፣ በቲ ልክዕ ረቛሒታት ኢትዮጵያ ነታ ብኹልንትንኣ ካብኣ ዝማዕበለት ኤርትራ ክትገዝኣ ተኽእሎ ይኹን ተደለይቲ – ቅድመ ረቛሒታት ኣይነበራን፣ የብላን፣ መራሕቲ ኢትዮጵያ ይትረፍ ገዛእቲ ክኾኑ በዳህቲ ተገዛእቲ ክዀኑ እውን ዓቕሚ ኣይነበሮምን፣ የብሎምን፣ ኣብ

 

1935 ኢጣልያ ንኢትዮጵያ ኣብ ዝወረረትሉ ሃጸይ ሃይለስላሴ ሃገራዊ ዓቕሚ ኣወሃሂዱ ክምክት ስለዘይክኣለ ዓዱን ህዝቡን ራሕሪሑ ብምህዳም ኣብ ትሕቲ ዑቕባ ዓንገልቱ ኢዩ ኣትዩ፣ ኣብ መወዳእታ ድማ ብናይ ግዳም ሓይሊ ተጸይሩ ብምምጻእ’ዩ ኣብ ዙፋኑ ተመሊሱ ንኤርትራ ክገዝእ ተወኪሉ፣ ደርግ’ውን በዚ መንገዲ’ዚ ተሳልዩን ተረባሪቡን። ክሳዕ ስዕረቱ፣ እዚ ዳሕረዋይ ጉጅለ እሞ፡ ብሰንኪ ክብረት ኣልቦ ባህርያቱ ኣብ ክልቲኦም ስርዓታት ዝገደደ ኣብ ሕሱር መጋበርያ ስራሕ ተዋፊሩ ይርከብ፣

 

ኩሉ ከምዝፈልጦ ስትራተጂ ሃገራዊ ድሕነት ኣመሪካ ንኣፍሪቃ ኣብ ሽካል 4 መልሕቓት ቀይድካ ምቁጽጻር’ዩ፣ ነዚ ንምግባር ዘይምርግጋእ የርብሓና’ዩ ካብ ዝብል ፈሊጥ፡ ቀርኒ ኣፍሪቃ፡ ሰላማ ክዝረግ፡ ኣባል ሃገራት ምርግጋእን ጸጥታን ክሕረመን ወትሩ ሕጊግ ምስ በለ’ዩ፣ ሶማል ክትበታተን፡ ሱዳን ግጭታታ ክራባሕን ክእህጐርን፡ ክትርመስን… ኤርትራ ሓራ ፓለቲካዊ መስመራ ክደንን፡ ኬንያ ብስቕታ ናብ ውድቕቲ ሃገር ከተምርሕ፡ ነዚ ዞባ ዝጥርንፍ ኢጋድ ብስልኳ ማእከላይ ወኪል ስለያ ኣመሪካ ብደቂቕ ክመሓደርን ናብ ልሙስ መጋበርያ ክቕየርን ብስም ኣፍሪኮም ወተሃደራዊ ምትእትታው ምዕራግ ተልእኾ ስትራተጂ ኣመሪካ ኣብ’ዚ ዞባ’ዩ፣

 

ክንድዝኾነ፡ ብይን 1907 ይኹን 2023 ንኤርትራ ጥራይ ዒላማ ዝገበረ ኣይኮነን፣ ቀርኒ ኣፍሪቃ ንምዝራግ ዝተኣለመ ናይ ተጻብኦ ውዲት’ዩ፣ ህዝብታት ቀርኒ ኣፍሪቃ፡ ዞባኦም ድጋም (replica) ናይ’ቶም ብናይ ግዳም ምትእትታው ዝሕመሱ ዘለው ከባቢታት ኣፍጋኒስታን፡ ዒራቕ፡ ፓኪስታን፡ ማእከላይ ምብራቕ ሃገራት ባልካን ኮይኑ፡ እዚ ዞባ ሰላም ከይንፈጎ ብኣጋኡ ኣንጻር’ዚ ንዞባና ከናውጽ ኣንቂዱ ዘሎ ብይን ክቃለስ ይግባእ፣ እቲ ቃልሲ ውሁድ፡ ቀጻሊ፡ ሓባራዊ ኮይኑ ንስትራተጂ ምምሕዳር ኣመሪካ ብግቡእ ዝግንዘብ ክኸውን ይግባእ፣ እንተ ወያነ ላቔባ’ዩ! 

ማሕበርናን መንእሰያታን ብሓባር 2012


Warsay wichtige Aktivitäten:

  • kulturelle und soziale Themen:

Unsere Muttersprache ; Lernunterricht für Anfänger und

Fortgeschritten, Freizeitgestaltung, Sport, wie z.B. Fußball, gemeinsame kulturelle Reise, Event.

  • Friedensdemonstration in :

Wiesbaden --> siehe Doku Berlin --> siehe Doku

Straßburg --> siehe Doku Genf --> siehe Doko

  • nächste Mitgliedervollversammlung:

in Februar oder März

  • wirtschaftliche Themen:

Wirtschaft Projekte in Eritrea:

Bisha-Projekt, Potash-Projekt, Investoren,

die Suchen nach Rohstoffe und Edelmetalle

  • eritreische jugendliche in Deutschland:

Sexualität, Berufsorientierung

Jugendfestival in Eritrea 2012 -->

Gemeinsame Reise nach Eritrea

  • politische Themen:

riskante Reise über das Mittelmeer nach Europa.

Flüchtlinge und ihr Leiden, sowie die Sicht und deren Eltern, Regierung und hier lebende Eritrea

Schuldenabbau in Eritrea, Eritrea Schulden bei der IWF bzw. Weltbank

  • Seminare:

AIDS, Beschneidung

 

 

Warsay Termine

Fr Apr 20 @20:00 - 10:00PM
nächster Warsay Treff
Fr Apr 27 @20:00 - 10:00PM
nächster Warsay Treff
Fr Mai 04 @20:00 - 10:00PM
nächster Warsay Treff
Fr Mai 11 @20:00 - 10:00PM
nächster Warsay Treff
Fr Mai 18 @20:00 - 10:00PM
nächster Warsay Treff
Fr Mai 25 @20:00 - 10:00PM
nächster Warsay Treff
Fr Jun 01 @20:00 - 10:00PM
nächster Warsay Treff
Fr Jun 08 @20:00 - 10:00PM
nächster Warsay Treff
Fr Jun 15 @20:00 - 10:00PM
nächster Warsay Treff

Highlights

ቢ ትግርኛ ዻሓፍ 
4 FREE
write now in Tigrinya
Das EHD im Internet
Deki-Eri
HAMADE

Warsay Facebook Comments

| Copyright warsay.com | Template by LernVid.com |

↑